Inlägg märkt: Ghirmay Johannes

Ghirmay Yohannes

De försvunna drömmarna

Ghirmay Yohannes är författare, konstnär och filmskapare från Eritrea. Under åren 2016-2018 var han Göteborgs stads fristadskonstnär. Denna bok, som är ett urval poesi och prosa på tigrinja, är en hudnära gestaltning av erfarenheter av flykt.

”ሕልሚ ድሕሪ ወፍሪ!” ኢለ ዝሰመኹዎ ኣወንዚፈዮ ዝጸናሕኩ ሕልመይ ኣብ ቅድመይ መጺኡ ግትር ኢሉ…። እቲ ኹሉ ከተስፉዎ ዝጸናሕኩ፡    (ካብ ”ኣነን ሕልመይን” ዝተወስደ)

. . .ዓባየይ ዓዲ ውዒላ’ያ። ግዜ ስርሑ ሰሪሑ፡ ንእስነት ሃዲሙ ሽምግልና ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ የእትዩዋ በቃ! ሕሉፍ እናጸብጸበት ክትነብር ጀሚራ - ’ኔርና. . .ጌርና. . .ኢልና. . .’(ካብ ”ኣነን ቦርሳይን” ዝተወስደ)

. . .እቲ ራሻይዳ ነታ ብረት ብጸጋማይ ሸነኹ እና’ቐመጠ ድማ ምስ’ቲ ካልኣዩ ገለ ድሕሪ ምብህሃል ሰሓቑ። ’ምዕንጅሉ’ ዝብሉኒ ዘለዉ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ከም ሕፍር በልኩ።. . .    (ካብ ”ኣነን ሳምሶናይተይን” ዝተወስደ)